Hälsa ጥዕና
ካብ ሓዳስ ኤርትራን ካልኦት ምንጭታትን ዝተረኽቡ ንጥዕና ዝምልከት ጽሑፋት
Sköldkörteln ታይሮይድ
ታይሮይድ ኣብ ዝተሓተ ክፋል ክሳድ ኣብ ትሕቲ ፍረኣዳም ዝርከብ ጽኪ እዩ። እዚ ጽኪ ቲ3ን ቲ4ን ዝብሃሉ ቀንዲ ሆርሞናት ዘፍሪ ኮይኑ፡ ብመንገዲ ደም ኣቢሎም ድማ ናብ መላእ ኣካላት ብምዝውዋር መጠን ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ኣካላት – ከም ቅልጣፈ ምቅጻል ካሎሪንን ቅልጣፈ ህርመት ልብን ይቆጻጸሩ።
Tuberkulos ቲቢ
Ringorm ተውሳስ
ተውሳስ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ዝመሓላለፍ ሕማም’ዩ። ተውሳስ ብደርማቶፋይትስ ዝበሃሉ ዓይነት ተውሳስ ፋንጋስ ዝመጽእ ረኽሲ ቆርበት’ዩ። ኣብ ርእሲ፡ ገጽ፡ ኢድ፡ ሽምጢ (ረቃቒቶ) እግሪ ከምኡ’ውን ኣብ ዝተረፉ ክፍሊ ኣካላት ይርአ። ምልክታት ከኣ ከከም ቦታኡ ይፈላለ። ንበይኑ ኣብ ሓደ ክፋል ወይ ክልተ ሰለስተ ክፋላት ኣካላት ሓቢሮም በዚ ረኽሲ ክጥቅዑ ይርኣዩ እዮም።
HIV ምትሕልላፍ ኤችኣይቪ ካብ ኣደ ናብ ዕሸል
ሓንቲ በዚ
ሕማም ዝተለኽፈት ኣደ ናብ ዕሸላ፡ ነዚ ቫይረስ’ዚ ናይ ምትሕልላፍ ተኽእሎታት ኣለዋ። ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ከኣ ኽኸዉን ይኽእል። ኣብ እዋን ጥንሲ፡ ሕርሲ ከምኡ’ዉን ብጸባ ጡብ ኣቢሉ ከኣ ከጋጥም ይኽእል።
ሕማም ዝተለኽፈት ኣደ ናብ ዕሸላ፡ ነዚ ቫይረስ’ዚ ናይ ምትሕልላፍ ተኽእሎታት ኣለዋ። ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ከኣ ኽኸዉን ይኽእል። ኣብ እዋን ጥንሲ፡ ሕርሲ ከምኡ’ዉን ብጸባ ጡብ ኣቢሉ ከኣ ከጋጥም ይኽእል።
Prostate ... ምግዛፍ ጽኪ ፕሮስቴት፡ ምድንዛዝ፡ ዙዕ
ኣብ ስርዓተ-መፍረ ወዲ ተባዕታይ፡ ወሳንን ቍልፊን ተራ ካብ ዝጻወቱ ኣካላት፡ ጽኪ ፕሮስቴት ሓንቲ ኢያ።
ምድንዛዝ፡ ሃንደበትን ካብ ትጽቢት ወጻእን ዘጋጥምን ንሓጺር ግዜ ዝጸንሕን ኩነት ጥዕና ኢዩ። ይኹን’ምበር ሓደ ሓደ ግዜ ንነዊሕ ዝጸንሕ ሕዱር ምድንዛዝ ዘጋጥመሉ ኩነት ኣሎ።
ዙዕ ካብ ግኑናት ሕማማት ቈርበት ሓደ ኢዩ።
ዋርሳይ ይከኣሎ, ሓኪም ኣእምሮ
እዚ ንኣብነት ኣብዚ ዝተቐመጠ ኮይኑ፡ ሰብ ሞያ ጥዕና ውልቃዊ ይኹን ካልእ ሞያዊ ንጠፍታትኩም ኣብዚ ማሕበራዊ ገጽ ማሕበርና ንምልላይን ከም ትኽእሉ ንሕብር። ተወከሱና ሓደራ።
Klinik ክሊኒክ
Högdalens centrum, Bandhagen
Tel Nr ቁጽሪ ተለ
07x xxx xxxx
Email ኢመይል
selam@hakimabshweden.com